ኣብ ሃገርና ካብዘለው ቋንቋታት ንኣብነት ትግርኛን ግእዝን ብምውሳድ ብዝቀለለ መንገዲ ንመባዕታ ወይ ንካልኦት ብቋንቋና ንዝግደሱ ሰባት እንዳዘናገዐት ትምህር መተግበሪት ኣፕልኬሽን እያ እዚ ኣብዚ ተዳልዩ ዘሎ መተግበሪ ወይ ኣፕ ሓጋዚ ክኸውን ተስፋ እንዳገበርና ዝኾነ ርእይቶን ሓሳባትን ምስዝህልወኩም ብክብረትኩም በቲ ኢመይልና ተወከሱና።
Ads are included on this application.